Tigrinya Fabelverhaal
Fabels is mondelinge letterkundes wat van geslag tot geslag oorgedra word en wat gebruik word om 'n les oor te dra. Dit is gewoonlik kort verhale wat vermaak word terwyl hulle 'n morele les illustreer of leer.
Die betekenis van die verhale kan duidelik of so subtiel bedek wees dat 'n mens moet kyk om dit uit te vind. Die verhale handel moontlik oor diere wat kan kommunikeer en optree soos mense, plante of natuurlike kragte. Natuurlike kragte beïnvloed die dinge wat in die verhaal gebeur, vanweë hul krag, en diere of plante kan moontlik beweeg en praat.
In hierdie app kry u fabels in Tigrinya, geskik vir kinders en gesin.
መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ ኢዩ ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ከምኒ ከምኒ እንስሳታት ፣ ፣ ህይወት ዘይብሎም ነገራት ፣ ኣፈታሪኻውያን ወይ እውን ናይ ተፈጥሮ ተፈጥሮ ሓይልታት። እዞም ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዝለብሱ ኮይኖም ኣብ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ መልእኽቲ የመሓላልፉ የመሓላልፉ።
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ስነ-ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ፍልጠታውያን-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ-ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ልዕሊ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ናብ ወለዶ ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ወይ ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ናይ ምንግጋር ልማድ ግኑን ኢዩ። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።
Opgedateer op
24 Aug. 2024