Tigrniya Love SMS -boodskappe
Die app bevat romantiese liefdesboodskappe in Tigrinya. Hierdie app is geskik vir paartjies en diegene wat vir die eerste keer verlief is. Gebruik die app om romantiese tekste te stuur.
Elke verhouding vereis af en toe 'n vonk, en al hierdie onverwagte romantiese boodskappe sal verseker dat jy jou maat bo alles waardeer. Stuur hierdie boodskap om u liefde uit te druk. Hierdie diep liefdesboodskappe sal u help om romantiese en pragtige herinneringe saam met u maat te skep.
ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ኣዝዩ ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ መልእክቲ ብሞባይል ብሞባይል ምስዳድ ካብቶም መንገዲ ዝኾነ ዝኾነ ሰብ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ ኢዩ።
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ኢዮም ፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ክብል ንስኻ ንስኻ ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ፣ ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። ዝከኣል ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል ንዕኡ ንዕኡ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ዝስደድ ከኣ ንዓኣ ንዓኣ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።
ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
Opgedateer op
24 Aug. 2024