Tigrniya Каханне SMS паведамленні
Дадатак змяшчае рамантычныя любоўныя паведамленні ў Тыгрыні. Гэта дадатак падыходзіць як для пар, так і для тых, хто закаханы ў першы раз. Выкарыстоўвайце прыкладанне для адпраўкі рамантычных тэкстаў.
Кожныя адносіны час ад часу патрабуюць іскры, і ўсе гэтыя нечаканыя рамантычныя паведамленні гарантуюць, што вы больш за ўсё шануеце свайго партнёра. Каб выказаць сваю любоў, адпраўце гэта паведамленне. Гэтыя глыбокія любоўныя паведамленні дапамогуць вам стварыць з партнёрам рамантычныя і прыгожыя ўспаміны.
ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ኢዩ። ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር
ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ኢዮም ፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ይኽእል ይኽእል ንስኻ ንስኻ ናይ ክምስታይ ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ። ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ
ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ኣብ ምቕላል ኢዩ። ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል "ንዕኡ" ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ከኣ "ንዓኣ" ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።
ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።