Tigrniya Любовни SMS съобщения
Приложението съдържа романтични любовни съобщения в Тигриня. Това приложение е подходящо както за двойки, така и за тези, които са влюбени за първи път. Използвайте приложението, за да изпращате романтични текстове.
Всяка връзка изисква искра от време на време и всички тези неочаквани романтични послания ще гарантират, че цените партньора си над всичко. За да изразите любовта си, изпратете това съобщение. Тези дълбоки любовни послания ще ви помогнат да създадете романтични и красиви спомени с партньора си.
ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።
ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ይኽእል „ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።
ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ፣ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል „ንዕኡ“ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ „ንዓኣ“ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።
ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
Актуализирано на
24.08.2024 г.