Tigrinya Fable Story
Bajky jsou ústní literatura, která se předává z generace na generaci a slouží k předání lekce. Jsou to obvykle krátké příběhy, které pobaví při ilustraci nebo při výuce morálky.
Význam příběhů může být zřejmý nebo tak rafinovaně zastřený, že se na něj člověk musí podívat, aby na něj přišel. Příběhy mohou být o zvířatech, která mohou komunikovat a chovat se jako lidé, rostliny nebo přírodní síly. Přírodní síly díky své síle ovlivňují to, co se v příběhu děje, a zvířata nebo rostliny se mohou pohybovat a mluvit.
V této aplikaci získáte Fables in Tigrinya, vhodné pro děti a rodinu.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት ፣ ኣትክልቲ ፣ ህይወት ህይወት ዘይብሎም ነገራት ኣፈታሪኻውያን ኣፈታሪኻውያን ነገራት እውን እውን ናይ ተፈጥሮ ተፈጥሮ። እዞም ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ፣ ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ምዝራብ ዓቅሚ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዓቅሚ ዝለብሱ ኮይኖም ኣብ መወዳእታ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ ዝኾነ መልእኽቲ የመሓላልፉ
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ያታዊ ስነ ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ብናይ ዘመና ስነ-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ-ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ወለዶ ነገር ነይሩን ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ምንግጋር ምንግጋር ግኑን ግኑን ኢዩ። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።
Datum aktualizace
24. 8. 2024