Tigrniya Love SMS zprávy
Aplikace obsahuje romantické milostné zprávy v Tigrinya. Tato aplikace je vhodná jak pro páry, tak pro ty, kteří jsou poprvé zamilovaní. Pomocí aplikace můžete posílat romantické texty.
Každý vztah čas od času vyžaduje jiskru a všechny tyto nečekané romantické zprávy zajistí, že si svého partnera budete nade vše vážit. Chcete -li vyjádřit svou lásku, pošlete tuto zprávu. Tyto hluboké milostné zprávy vám pomohou vytvořit si s partnerem romantické a krásné vzpomínky.
ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ ኢዩ ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ መንገዲ ሰብ ናቱ ናቱ ፍቕርን ዝገልጸሉ ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም ፣ ንኣብነት ሓንቲ ጎርዞ ከምዚ ከምዚ ክብል „ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ክትፈልጥ“። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። ንዕኡ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል „ንዕኡ“ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ „ንዓኣ“ ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።
ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
Datum aktualizace
24. 8. 2024