Μηνύματα SMS Tigrniya Love
Η εφαρμογή περιέχει ρομαντικά μηνύματα αγάπης στην Τιγκρίνια. Αυτή η εφαρμογή είναι κατάλληλη τόσο για ζευγάρια όσο και για όσους ερωτεύονται για πρώτη φορά. Χρησιμοποιήστε την εφαρμογή για να στείλετε ρομαντικά κείμενα.
Κάθε σχέση απαιτεί μια σπίθα κάθε τόσο, και όλα αυτά τα απροσδόκητα ρομαντικά μηνύματα θα διασφαλίσουν ότι εκτιμάτε τον σύντροφό σας πάνω από όλα. Για να εκφράσετε την αγάπη σας, στείλτε αυτό το μήνυμα. Αυτά τα βαθιά μηνύματα αγάπης θα σας βοηθήσουν να δημιουργήσετε μερικές ρομαντικές και όμορφες αναμνήσεις με τον σύντροφό σας.
ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ ባእታ ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ. ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ. ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር.
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ. ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ.
ንስኻ ንስኻ ንስኻ «ንስኻ ናይ ክምስታይ ይደልየካ» ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ.
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ. እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ, ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል. ናብ ክስደድ ዝከኣል ንዕኡ «ንዕኡ» ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ደቀንስትዮ ንዓኣ ንዓኣ ንዓኣ ንዓኣ ንዓኣ ንዓኣ ንዓኣ ተባሂሉ
ኣዚና ነምስግን
Ενημερώθηκε στις
24 Αυγ 2024