Tigrniya Love SMS -sõnumid
Rakendus sisaldab romantilisi armastussõnumeid Tigrinyas. See rakendus sobib nii paaridele kui ka neile, kes on esimest korda armunud. Kasutage rakendust romantiliste tekstide saatmiseks.
Iga suhe nõuab aeg -ajalt sädet ja kõik need ootamatud romantilised sõnumid tagavad, et hindate oma partnerit ennekõike. Oma armastuse väljendamiseks saatke see sõnum. Need sügavad armastussõnumid aitavad teil oma partneriga romantilisi ja ilusaid mälestusi luua.
ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ከሎና ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ መዓልታዊ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ድማ ብኣወንታ ዝጸሉን ኢዩ። ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር።
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ ዝኾነ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ሓደ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ናቱ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ ዝገልጸሉ መንገዲ ኢዩ።
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ ነገር እዚ ክገብሩዎ ይኽእሉ ኢዮም ፣ ንኣብነት ሓንቲ ከምዚ ከምዚ ክብል ንስኻ “ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ”። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ።
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል። እቲ ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል “ንዕኡ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ከኣ “ንዓኣ” ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።
ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
Värskendatud:
24. aug 2024