Tigrniya אהבה הודעות SMS
האפליקציה מכילה הודעות אהבה רומנטיות בטיגריניה. אפליקציה זו מתאימה גם לזוגות וגם לאוהבים בפעם הראשונה. השתמש באפליקציה כדי לשלוח טקסטים רומנטיים.
כל מערכת יחסים דורשת ניצוץ מדי פעם, וכל ההודעות הרומנטיות הבלתי צפויות הללו יבטיחו שתעריכו את בן או בת הזוג מעל לכל. כדי להביע את אהבתך, שלח הודעה זו. מסרי אהבה עמוקים אלה יעזרו לך ליצור כמה זכרונות רומנטיים ויפים עם בן זוגך.
ፍቕሪ ኣዝዩ ጥዑምን ዘሐጉስን ነገር ኢዩ። ኣብ ዘሎና ዝምድና ዝርርብ ኣዝዩ ኣገዳሲ ባእታ ኢዩ። ነቲ ዘሎና ፍቕሪ ድማ ኩሉ ግዜ ከነርእዮ ኣገዳሲ ኢዩ። ንመጻምድትና ከምነፍቕሮምን ብእኦም ከም ንሓስብ ዘሎናን ከነፍልጦም ኣዝዩ ኣዝዩ ባህታ ዝፈጥርን ነቲ ንረኽቦ ናቶም ግብረመልሲ ግብረመልሲ ድማ ዝጸሉን ኢዩ ልዑል ዝኾነ ተገዳስነትን ፍቕርን ንመጻምድትኻ ብዘርኣኽሞ መጠን ናትኩም ዝምድና ይተርር ይተርር
ፍቕርኹም ኩሉ ግዜ ሃልሃል ከምዝብል ናይ ምግባር ሓላፍነት ኣሎኩ። ኣብ ሕብረተሰብና ብዙሕ እኳ ልሙድ እንተዘይኮነ ፍቕራዊ መልእክቲ መልእክቲ ብሞባይል ምስዳድ ካብቶም ብሉጻት መንገዲ ዝኾነ ሰብ ሰብ ተወፋይነትን ፍቕርን ዝገልጸሉ መንገዲ መንገዲ ኢዩ
ብትግርኛ ዝዛረቡ ሰባት ነዚ እዚ እዚ ክገብሩዎ ኢዮም ፣ ንኣብነት ጎርዞ ይኽእል ንስኻ "ንስኻ ናይ ክምስታይ ምኽንያት ምዃንካ ክትፈልጥ ይደልየካ"። ሰባት ብቛንቛ ኣደ ብዝበለጸ ሓሳባቶም ክገልጹ ይኽእሉ። ብዙሓት ሰባት ግን ፍቕሮም ከም ድላዮም ኣብ ምግላጽ ክሽገሩ ይረአ ይረአ
ናይዚ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ቐንዲ ጥቕሚ እምበኣር ነዚ ነገር ኣብ ምቕላል ኢዩ። እዚ ኣፕሊኬሽን እዚ ፍቕራዊ ዝኾን መልእክታት ዝሓዘ ኮይኑ ፣ ናብ ወዲተባዕታይን ጓልኣንስተይትን ክስደድ ይከኣል ዝከኣል ናብ ወዲተባዕታይ ክስደድ ዝከኣል "ንዕኡ" ተባሂሉ ተዘርዚሩ ኣሎ ፣ ናብ ደቀንስትዮ ዝስደድ ንዓኣ "ንዓኣ" ተባሂሉ ተዘርዚሩ ይርከብ።
ነዚ ኣፕሊኬሽን ምትቓምኩም ኣዚና ነምስግን።
עדכון אחרון בתאריך
24 באוג׳ 2024