Tigrinya dæmisaga
Dæmisögur eru munnlegar bókmenntir sem eru sendar frá kynslóð til kynslóðar og eru notaðar til að flytja lexíu. Þetta eru venjulega stuttar sögur sem skemmta meðan þær sýna eða kenna siðferðilega lexíu.
Merking sagnanna getur verið augljós eða svo lúmskt hulin að maður þarf að leita til að komast að því. Sögurnar gætu verið um dýr sem geta tjáð sig og virkað eins og menn, plöntur eða náttúruöfl. Náttúruleg öfl hafa áhrif á það sem gerist í sögunni vegna styrks þeirra og dýr eða plöntur geta hugsanlega hreyft sig og talað.
Í þessu forriti færðu fabúlur í Tigrinya, hentugur fyrir börn og fjölskyldu.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ወይ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት ፣ ኣትክልቲ ፣ ዘይብሎም ነገራት ፣ ፣ ነገራት ወይ እውን ናይ ተፈጥሮ ሓይልታት ሓይልታት። እዞም ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ናይ ናይ ወድሰብ ክእለት ናይ ምዝራብ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ምግንዛብ ዓቅሚ ዝለብሱ ኮይኖም ኣብ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ መልእኽቲ መልእኽቲ የመሓላልፉ።
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ያታዊ ስነ-ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ፍልጠታውያን-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ-ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ወለዶ ዝሰጋገር ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ምንግጋር ልማድ ግኑን ኢዩ። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።