Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Жарнамалары бар
50 мың+
Жүктеп алынғандар
Контенттің жас шектеуі
PEGI 3
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні
Скриншот кескіні

Осы қолданба туралы

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ እንከሎ ፣ ግን ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ምስላታት ዝሓዘ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ግን ግን ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል ይከኣል “ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ዝፍለጥን ኣብ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ።

ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ሞራልን ባህላዊ ኣጠማምታን ዘተጠቃለለ ኮይኑ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።

ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ጥበብ ይዝውተሩ ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።
Жаңартылған күні
2024 ж. 24 там.

Дерек қауіпсіздігі

Қауіпсіздік ұғымы әзірлеушілердің деректеріңізді қалай жинап, бөлісетінін түсінуден басталады. Дерек құпиялығы мен қауіпсіздік шаралары қолданбаңыздың пайдаланылуына, аймағыңыз бен жасыңызға байланысты әртүрлі болуы мүмкін. Бұл ақпаратты әзірлеуші ұсынды және оны өзгертіп тұруы мүмкін.
Үшінші тараппен ешбір дерек бөлісілмейді.
Әзірлеушілердің деректерді бөлісу бойынша мәлімдемесі туралы толық ақпарат алыңыз.
Деректер жиналмады.
Әзірлеушілердің деректерді жинау бойынша мәлімдемесі туралы толық ақпарат алыңыз.
Дерек шифрланып өткізіледі
Дерек жойылмайды.