Tigrinya Fable Story
Fabulele sunt literaturi orale care se transmit din generație în generație și sunt folosite pentru a transmite o lecție. De obicei sunt povești scurte care distrează în timp ce ilustrează sau predă o lecție morală.
Semnificația poveștilor poate fi evidentă sau atât de subtil ascunsă încât trebuie să te uiți pe cale să-l dai seama. Poveștile ar putea fi despre animale care pot comunica și se pot comporta ca oameni, plante sau forțe naturale. Forțele naturale influențează lucrurile să se întâmple în poveste datorită puterii lor, iar animalele sau plantele pot fi capabile să se miște și să vorbească.
În această aplicație primiți Fabule în Tigrinya, potrivit pentru copii și familie.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ፡ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት ፣ ኣትክልቲ ፣ ህይወት ዘይብሎም ነገራት ፣ ኣፈታሪኻውያን ነገራት ወይ እውን ተፈጥሮ ሓይልታት ሓይልታት። እዞም ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ፣ ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ምዝራብ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዓቅሚ ዝለብሱ ኮይኖም ኣብ መወዳእታ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ መልእኽቲ የመሓላልፉ።
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ያታዊ ስነ-ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ስነ-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ-ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና፡ ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና፡ ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ምንግጋር ልማድ ግኑን ኢዩ። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።
Ultima actualizare
24 aug. 2024