Príbeh bájky Tigrinya
Bájky sú ústne písomnosti, ktoré sa dedia z generácie na generáciu a slúžia na sprostredkovanie lekcie. Obvykle sú to krátke príbehy, ktoré zabavia pri ilustrovaní alebo vyučovaní morálnej lekcie.
Význam príbehov môže byť zrejmý alebo tak jemne zakrytý, že sa na to musí človek pozrieť, aby na to prišiel. Príbehy môžu byť o zvieratách, ktoré môžu komunikovať a správať sa ako ľudia, rastliny alebo prírodné sily. Prírodné sily vďaka svojej sile ovplyvňujú to, čo sa v príbehu stane, a zvieratá alebo rastliny sa môžu pohybovať a rozprávať.
V tejto aplikácii získate Bajky v Tigrinyi, vhodné pre deti a rodinu.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት ፣ ኣትክልቲ ፣ ህይወት ህይወት ዘይብሎም ነገራት ኣፈታሪኻውያን ኣፈታሪኻውያን ወይ እውን ናይ ናይ ተፈጥሮ ሓይልታት። እዞም ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ፣ ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ምዝራብ ዓቅሚ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዝለብሱ ዝለብሱ ኮይኖም ኣብ መወዳእታ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ ዝኾነ መልእኽቲ።
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ያታዊ ስነ ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ብናይ ዘመና ስነ-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ምንግጋር ምንግጋር ግኑን ግኑን ኢዩ። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።