Tigrinya Proverbs ምስላታት ትግርኛ

Innehåller annonser
50 tn+
Nedladdningar
Innehållsklassificering
PEGI 3
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild
Skärmdumpsbild

Om appen

ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ምስላታት ትግርኛ

ምስላ ጭቡጥን ዘይተሓላለኸን ቃለ-መግለጺ ኮይኑ ፣ ብመብዛሕቲኡ ሰብ ፍሉጥን ዝደጋገምን ኢዩ። ምስላ ድማ ንሓቂ ኣብ እንዶ ወይ ሕሉፍ ተምክሮ ምርኩስ ብምግባር ይገልጾ። ምስላታት ካብ ናብ ባህልታትን ሕብረተሰባትን ዝለቃቃሕ ከኸውን እንከሎ ፣ ግን ነፍሲወከፍ ሕብረተሰብ ናቱ ፍሉይ ዝኾነ ምስላታት ዝሓዘ ኢዩ። ምስላ ክበሃል እንከሎ ናይ ብሓቂ ክትገልጾ ኣሸጋሪ እኳ ኣንተኾነ ግን ከምዚ ዝስዕብ ተባሂሉ ክግለጽ ይከኣል ሓጺር ምሉእ ሓሳባት ኮይኑ ፣ ጽቡቅ ጌይሩ ዝፍለጥን ኣብ ገለ እዋናት ድማ ፍሉይ ረምታ ዝህልዎን ኢዩ።

ማዕዳ ፣ ናይ ልቦና ፍረ ነገር ፣ ብሄራዊ ተመክሮ ፣ ሓቂ ፣ ሞራልን ባህላዊ ዘተጠቃለለ ኮይኑ ፣ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብጽቡቕ ብዝፍለጥ ክዝከር ብዝኽእልን ውስጠዛዊ መንገዲ ድማ ይግለጽ ”። ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ድማ ይሰጋገር። ምፍታሕ ምስላ መብዛሕቲኡ ግዜ ክብድ ዝበለ ኮይኑ ግን ነቲ ተገሊጹ ዘሎ ኩነታት ተረዲእካ ክትፈትሖ ዝቀለለ ይኸውን። ምስላታት መብዛሕቲኡ ግዜ ብእኹላት ሰባት ዝዝውተር ኮይኑ ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንጥቀመሎም።

ኣብ ናይ መዓልታዊ ዝርርብ ፣ ኣብ ስነ ጽሑፍ ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ስነ ጥበብ ስራሓትን ይዝውተሩ። ምስላታት ካብ ብዙሕ ነገራት ክንረኽቦን ከነጽንዕን ንኽእል። ኣብ ገዛ ፣ ትምህርቲ ፣ መራኸቢ ብዙሃን ካልኦትን ድማ ክንረኽቦ ንኽእል።
Uppdaterades den
24 aug. 2024

Datasäkerhet

Säkerhet börjar med förståelsen av hur utvecklare samlar in och delar din data. Praxis för dataintegritet och säkerhet varierar beroende på användning, region och ålder. Utvecklaren har tillhandahållit denna information och kan uppdatera den med tiden.
Ingen data delas med tredje part
Läs mer om hur utvecklare deklarerar delning
Ingen data samlades in
Läs mer om hur utvecklare deklarerar insamling
Data krypteras när den skickas
Det går inte att radera datan